Watch New Eritrean orthodox tewahdo mezmur (ዕልል ዕልል ንበል ) on WongelTube Ethiopian Orthodox Tewahido Website
ተደጋጋሚ:-
ዕልል ዕልል ንበል ብናይ ኣርያም ዝማረ
ህዝበይ ኢልካ ጎይታ ከይረኣኻ ፍር
ኣብ ማእከልና ቆይምካ ኣምላኽና ክትከውን
ኣርዑትና ጸርካዬ ኣማን ብኣማን
ኣብ ዓለም ከሎና ተመሰልና ሚስኪን
ምሳና ከሎኻ ዘፍርሓና የሎን
ብሽግር መከራ ስጋና ተማህመነ
ውስጥና ይሕደስ በቲ ናትካ ምሕረት (2)
ተደጋጋሚ:-
መስፍን ሰላም ኢኻ ስላም እተስፍን
ከም ብዝሒ በደልና ፍጹም ዘይትጭክን
ሰራይ ሓጥያትና ከለኻ ኣልፋ
ኩሉ ሳዕ ነመስግን ተመሊእና ተስፋ (2)
ተደጋጋሚ:-
እንምክሖ እግዚአብሄር ኣሎና
ንሕና ኣንተ ወደቅና ንሱ የልዕለና
ኣብ ሰማይን ምድርን ሙሉእ ምስጋናኡ
መን ኣሎ ከም ጎይታ ፍቅሪ ዝባህሪኡ (2)
Video shared and edited God bless all ❤️
አዳዲስ የኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙሮች እና ስብከቶችን ይመልከቱ:: ለጉዋደኞችዎም በማካፈል ሃይማኖትዎን ያስፋፉ: ያጠንክሩ: ወንጌልቲዩብ የተዋህዶ መዝሙር ድረ-ገጽ
Watch Latest Ethiopian Orthodox Mezmure and Sibket Videos – Share this video with your friends to spread the word of God and strength Ethiopian Orthodox Tewahido.
Like WongelTube on Facebook. Don’t Miss the new Mezmur.