Quantcast
Channel: Orthodox | WongelTube
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1304

Watch DINKUAN HAGOS /ድንኳን ሓጎስ/ – HANTI QAL/ሓንቲ ቃል/ – NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR 3 JULY 2018

$
0
0

Watch DINKUAN HAGOS /ድንኳን ሓጎስ/ – HANTI QAL/ሓንቲ ቃል/ – NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR 3 JULY 2018 on WongelTube Ethiopian Orthodox Tewahido Website

ሓንቲ ቃል
ሓንቲ ቃል ተዛረብ ጐይታ( 2 )
ይኣምን’የ ኩሉ ከም ዝኾነለይ ( 2 )

ቃንዛ ሥጋን ነፍስን ኣመና በርቲዑ
ዓቕለይ ጸቢቡኒ እምብዛ ጸኒዑ
ንድኅነት ጓለይ ሓንቲ ቃል ሃበኒ
ጐይታይ ተዛረብ ድምጽኻ ኣስምዓኒ
ብዘይ ንስኻ ኣነ መን ኣሎኒ
ዘይከድክዎ የለን መድሃኒት ከናዲ
ምሁራት ረብሪቦም ፈላጣት ናይ ዓዲ
ብዘይ ፍቓድካ ከንቱ ኮይኑ ጉዕዞይ
ተሓሊለ’የ ቃልካ’ዩ ድሌተይ
ተዛረብ ደኣ ጐይታ ንድኅነተይ
ከም ቃል ፍጹም እምነት ‘ ቲ ሓለቓ ሚእቲ
እጽበ ኣለኹ ምሕረትካ ክሰቲ
ንስኻ እንተኢልካ ዘይኮነልና የለን
ሰማይን ምድርን ብቓልካ ዶ ኣይቆመን
ቃልካ ሃበኒ ጐይታየ ተለመን
ለካ ርህሩህ ኢኻ በዓል ብዙሕ ምሕረት
ንዝለመኑኻ ሳህልኻ ተበርክት
ጓለይ ድሒና ድምጽኻ ሰሚዓ
ልበይ ብሓጐስ ፍጹም ተመሊኣ
ክትውድሰካ እንሆ በቒዓ
አዳዲስ የኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙሮች እና ስብከቶችን ይመልከቱ:: ለጉዋደኞችዎም በማካፈል ሃይማኖትዎን ያስፋፉ: ያጠንክሩ: ወንጌልቲዩብ የተዋህዶ መዝሙር ድረ-ገጽ


Watch Latest Ethiopian Orthodox Mezmure and Sibket Videos – Share this video with your friends to spread the word of God and strength Ethiopian Orthodox Tewahido.
Like WongelTube on Facebook. Don’t Miss the new Mezmur.


Viewing all articles
Browse latest Browse all 1304

Trending Articles