Quantcast
Channel: Orthodox | WongelTube
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1304

Watch Best Eritrean Orthodox Mezmur 2018 RAEE ራእይ ብዘማሪ ዲ/ን ፊልሞን

$
0
0

Watch Best Eritrean Orthodox Mezmur 2018 RAEE ራእይ ብዘማሪ ዲ/ን ፊልሞን on WongelTube Ethiopian Orthodox Tewahido Website

“ራእይ”
ብ ዘማሪ ዲ/ን ፊልሞን የዕብዮ
ብ ወናኒን ዘማሪን ዲ/ን ፊልሞን የዕብዮ፡ ኣብዛ Channel
Harnet Estifanos HE Tube ጥራሕ ክትዝርጋሕ ዝተፈቀደት መዝሙር እያ።
ብኽብረትኩም ድኻምን ጻዕርን ናይ ሰራሕቲ እዛ መዝሙር ርኢኹም share እንዳ ገበርኩም ንኹሎም ኣመንትን ፈተውትን በረኸት ክካፈሉ ዓድምዎም።
“ራእይ ዘይብሉ ህዝቢ ስዲ ይኸይድ፥
እቲ ሕጊ እግዚኣብሔር ዝሕሉ ግና ብጹእ እዩ። ” ምሳ 29፡18

እንከለኹ ፍጡር ክቡር ዝተሓርየ
ብምስሊ ሥላሴ ምስለይ ዝተራእየ
ሰሪ ብዙሕ በደል ዘይስመይ ከይስመ
ኣንቅሓዮ ሎሚ ልበይ ከይጸመመ
ጽባሕ ንክሕጎስ ኣብ ራእየይ ኮይነ

ሕይወተይ ከርግእ ኣብ ማዕበል ፈተነ
ላዕልን ታሕትን ኮይኑ ናይ መንብሮይ ሕነ
መሲለ ዘይኣነ
ንጭንቀይ ዘንብብ ንብዓተይ ዘቁርሮ
ሰብ ስኢነ ሓደ ሽግረይ ዝነግሮ (2)

እቲ ሰበይ ዝብሎ ዝኾነኒ ወገን
ዝበልክዎ ተስፋይ ኣብዚ ክፉእ ዘመን
ኮይንኒ ዘይእመን
ቁሊሕ ኣይበለንን ብገንዘብ ጸሚሙ
ብየዒንቲ ስጋ ክጥምት ዓለሙ (2)

እንከለኹ ፍጡር ………

ንጸሓይ ኣብሪቁ ዝነግራ ክትዓርብ
ንሰብ ውን ፈጢሩ ዘይጨከነ ከም ሰብ
ዘርጊሑለይ ድባብ
ድባብ ሓጎስ ደስታ ንጉዕዘይ ዝመርሕ
ዝጸልመተ ልበይ ከም ጥዋፍ ከብርህ (2)

ኣንታ በዓል ውዕለት ኣበር ዘይተረኽቦ
ለጋስ ፈቃር ናይ ዘልኣለም ኣቦ
ወሃብ ደረት ኣልቦ
ምሂርካኒ ኢኻ ሕልፊ ኩሉ ፍጥረት
እምነት ፍቅሪ ተስፋ ፍቅርኻ ክጥምት (2)
አዳዲስ የኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙሮች እና ስብከቶችን ይመልከቱ:: ለጉዋደኞችዎም በማካፈል ሃይማኖትዎን ያስፋፉ: ያጠንክሩ: ወንጌልቲዩብ የተዋህዶ መዝሙር ድረ-ገጽ


Watch Latest Ethiopian Orthodox Mezmure and Sibket Videos – Share this video with your friends to spread the word of God and strength Ethiopian Orthodox Tewahido.
Like WongelTube on Facebook. Don’t Miss the new Mezmur.


Viewing all articles
Browse latest Browse all 1304

Trending Articles